Tagged: ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፡ ኣብ ህልዊ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ዞባና ዝቐንዐ ኣኼባ ኣካዪዱ

ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፡ ኣብ ህልዊ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ዞባና ዝቐንዐ ኣኼባ ኣካዪዱ

ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፡ ትማሊ 28 መስከረም 2018 ቅድሚ ቐትሪ፡ ኣብ ህልዊ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ዞባና ዝቐንዐ ኣኼባ ኣካዪዱ። ኣብቲ ኣኼባ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ዞባና ተኸሲቱ ንዘሎ ሓድሽ ፖለቲካዊ ምዕባለታትን ምስኡ ተኣሳሲሩ ኣብ ምብግጋስ ዝርከብ...