Tagged: ካቢነ ሚኒስተራት፡ ኣብ ኣገልግሎታት ትምህርቲን ጥዕናን ተመያዪጡ

ካቢነ ሚኒስተራት፡ ኣብ ኣገልግሎታት ትምህርቲን ጥዕናን ተመያዪጡ

ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፡ ትማሊ 7 መስከረም 2017 ቅድሚ-ቐትሪ፡ ኣብ ኣዳራሽ ህንጻ ሃገር – ኣስመራ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ኣብ ክልተ ዓበይቲ ዛዕባታት፡ ማለት ኣብ ፖሊሲታትን ገስጋስ ትግባረ መደባትን ኣገልግሎታት ትምህርቲን ጥዕናን ሰፊሕ ምይይጥ ኣካዪዱ። ካቢነ...