ኤርትራ፡ ኣብ ዋዕላ ‘ተበግሶ ሓደ ቅናትን ሓደ መንገድን’ ተሳቲፋ

ኤርትራ፡ ብ14ን 15ን ግንቦት ቻይና ኣብ ዘአንገደቶ ዋዕላ ‘ተበግሶ ሓደ ቅናትን ሓደ መንገድን’ ተሳቲፋ። ኣብ’ቲ ቍጠባዊ ጥምረት ሃገራት ኤስያ፡ ኣፍሪቃ፡ ኤውሮጳን ካልኦትን ንምርግጋጽ ዝተኻየደ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራትን ሚኒስተራት ቊጠባን፡ ሓላፊ ቊጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ...