ኤምባሲ ሃገር ኤርትራ :ንኤርትራውያን ተቐማጦ ስዊዘርላንድ ሰፊሕ ሰሚናር ዕለት 25 ሕዳር 2018

ኤምባሲ ሃገር ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ንህሉው ኩነታትን ምልዓል ዘይፍትሓዊ እገዳ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣመልኪቱ ዕለት 25 ሕዳር 2018 ኣብ ከባቢ በርን ካብ ስዓት 13: 30 ክሳብ 21: 00 ንኤርትራውያን ተቐማጦ ስዊዘርላንድ ሰፊሕ ሰሚናር ከካይድ...