Tagged: ኣገደስቲ ዕለታት ኣብ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ዞባዊ ጽልዋኡን

ኣገደስቲ ዕለታት ኣብ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ዞባዊ ጽልዋኡን

ጳውሎስ ነታባይ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድን (ዶ/ር) ብዝወሰዱዎ ተባዕ ተበግሶ፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ን20 ዓመታት ኣስታት ዝቐጸለ ኩነተ-ኲናት ብምብቃዕ ዘላቒ ሰላምን ሰናይ ጉርብትናን ንምስፋን ዝዓለመ – “ኣዋጅ ሰላምን ምሕዝነትን” ብ9 ሓምለ 2018...