Tagged: ኣዛዚ ማእከል ስልጠና ሓይልታት ምክልኻል ሰሚናር ሂቡ

ኣዛዚ ማእከል ስልጠና ሓይልታት ምክልኻል ሰሚናር ሂቡ

ኣዛዚ ማእከል ስልጠና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ልብሱ፡ ንኣባላት መበል 30 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ንዕላማታትን ረብሓታትን ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ከምኡ’ውን ንገስጋስ ሃገራዊ መደባት ልምዓት ብዝምልከት፡ ንተመሃሮ ቤት- ትምህርቲ ዋርሳይ-ይከኣሎ ሰሚናር ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ብ18...