ኣዋጅ ቁጽሪ 180/2017 ኣዋጅ ኣከፋፍላ ቀረጽ ቴምብር

ሚኒስትሪ ፋይናንስ ክፍሊ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር፡ ነቶም ቅድሚ 23 ዓመት ተኣዊጆም ኣብ ተግባር ውዒሎም ዝሰርሓሎም ዘሎ መሰረታውያን ኣዋጃት ግብርን ቀረጽን፡ (ኣዋጅ ቁጽሪ 62/1994 ኣዋጅ ኣታዊ ግብሪ፡ ኣዋጅ ቁጽሪ 63/1994 ኣዋጅ ግብሪ ሕርሻ ገጠርን እንስሳ...