ኣብ እዋን ወጋሕታ

ዘለናዮ ግዜ፡ ብመንጽር ዝሓለፈ ሓደ ዘመን፡ ኣዝዩ ሰናይ እዋን ምዃኑ ንፈልጥዶ? ሕሉፍ ታሪኽና እንተ ርኢና፡ እቲ ነዊሕ ለይቲ ሓሊፉ፡ ኣብ ሰዓታት ወጋሕታ ከም እንርከብ ምግንዛቡ ኣየጸግምን። ዝሓለፉ ሰለስተ ወለዶታት ኤርትራ፡ ኣብ ዘይፍለጥ ግብ ዝበለ...