”ኣልሸባብ”፡ መእተዊ ኣፍደገ ቐጠር ንሕንፍሽፍሽ ቀርኒ ኣፍሪቃ

ምንጪ – መርበብ ሓበሬታ ‘ቐጠር ኢንሳይደር’ ተሓቲሙ ዝወጸሉ – ጋዜጣ ‘ኣልእትሓድ’ ናይ ኢማራት ዕለት – 07 ሓምለ 2017 ‘ቐጠር ኢንሳይደር’ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ፡ ንሕቡእ ደገፍን ምወላን ቐጠር ንግብረ-ሽበራ ኣብ ኣፍሪቃ ብዝምልከት ኣብ ዝዘርግሖ ሓድሽ...