ኢንድያን ኦሸን ኒውስለተር’ ሕጂ’ውን ካልእ ህውቱት ውንጀላ

‘ኢንድያን ኦሸን ኒውስለተር’ (ION) ዝተባህለ ጋዜጣ፡ ኣብ ናይ 21 ታሕሳስ 2018 – ቊጽሪ 1488 ሕታሙ፡ “ፕረዚደንትታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ (AMISOM) ኣብ 2021 ካብ’ታ ሃገር ጠቕሊሉ ምስ ወጸ፡ ንቦታኡ ንምትካእ...