ታሪኽ ዝሰነዶ መሪሕ ግደ መንእሰያት

ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብቲ ዝሓለፈ ጽንኩር መድረኽ፡ እልቢ ዘይብሉ ዕንቅፋታት፡ ተጻብኦታት፡ ዉዲታት፡ ዘመተ ምስይጣንን ተነጽሎን ከየንበርከኾ፡ ዕውት ኮይኑ ክወጽእ ዘኽኣሎ ዝዓበየ ረቛሒ፡ ፖለቲካዊ ንቕሓቱ፡ ከም ውጽኢቱ ድማ ሓድነቱን ስምረቱን ኣብ ሓደ ዕላማ እዩ። “ብዕራይ ናብ...