ብርሃን ንደርማስ ምዕባለ

ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን ዚርከብ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ መበል 26 ዓመት ዕለተ-ናጽነቱ፡ “ብርሃን ንደርማስ ምዕባለ” ኣብ ትሕቲ ዚብል መድረኻዊ ቴማ፡ ከም ወትሩ ብድምቀት ንምጽንባል፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ብደረጃ ሃገር ዚግበር መሰናድኦ፡ በብኸባቢኡን ማሕበራዊን ትካላዊን ውዳበታቱን፡...