ሳዋ – ኮሎኔል ደበሳይ ግደ ንኣባላት መበል 32 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ሰሚናር ኣካዪዱ

  ኣዛዚ ማእከል ስልጠና ሃገራዊ ኣገልግሎት ኮሎኔል ደበሳይ ግደ፡ ብ29 ታሕሳስ ንኣባላት መበል 32 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ሰሚናር ኣካዪዱ። ንዕላማታት ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ዝተፈላለየ ጽላታት ዘብርሀ ኮሎኔል ደበሳይ፡ ስነ- ኣእምሮኣዊ ምዕባለን ንቕሓትን መንእሰያት ክብ...