ሳዋ፡ ዕቱብ ምርጫ ንውሑስ መጻኢ!

ማእከል ኣካዳምያዊ፡ ሞያዊን ወተሃደራዊን ስልጠናታት ሳዋ፡ ኣብዚ ዓመት’ዚ “ሳዋ፡ ዕቱብ ምርጫ ንውሑስ መጻኢ” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቴማ መበል 25 ብሩራዊ እዮቤልዩ ክትጽንብል ኣብ ምሽብሻብ ትርከብ። ኣብዚ ዝሓለፈ 25 ዓመታት፡ ኣስታት 500,000 መንእሰያት፡ ካብኦም...