ሰፊሕ ህዝባዊ ዘተ

ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን፡ ኣብ ኩሉ ሚኒስትሪታት፡ ምምሕዳር ዞባታትን ትካላት መንግስቲን፡ ብላዕለዎት መራሕቲ ግንባርን ሰበስልጣን መንግስቲን ካልኦት ሓለፍቲን ዝተመርሐ፡ በብጽፍሑ መላእ ህዝቢ ዝተሳተፎ፡ ኣብ ህልዊ ዞባዊ ምዕባለታትን ኣመታቱን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ዘቤታዊ መደባት ፖለቲካን ልምዓትን...