ርሑስ ሓድሽ ዓመት

ዞባና፡ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ንሓያላን ከርብሕ ብዝተቐየሰ ግዳማዊ ፖሊሲታት፣ ንሰለስተ መዋእል ማለት ንኣስታት 80 ዓመታት፣ ብኲናትን ግጭትን፡ ፖለቲካዊን ጸጥታዊን ቅልውላዋት፡ ተሓሚሱን ተረሚሱን ዝጸንሐ ዞባ እዩ። ኣብ መቓን ናይዚ ውሁብ ኩነት’ዚ ድማ፡ ናጽነት ኤርትራ፡ ንጂኦ...