Tagged: መድረኽ ምዕባለ

መድረኽ ምዕባለ

ብ ኣብርሃም ዘርአ ዳዊት ብርሃነ፡ ኣብዚ ግዜ’ዚ ተማሃራይ 2ይ ደረጃ ኣብ ቤት-ትምህርቲ ሰምበል ኮይኑ፡ ወዲ 14 ዓመት እዩ። እዚ ቈልዓ’ዚ፡ ካብ ህጻንነቱ ኣትሒዙ ስምዒት ስነ-ጥበብ ከምዝሓደሮ ክንፈልጥ ክኢልና ኣሎና። ምናልባት ካብ ስነ-ጥበበኛታት ስድራ-ቤት ብምውላዱ፡...