Tagged: መበቈል መንነትና መርሓና

መበቈል መንነትና መርሓና

“ባህርያውን ንዋታዊን ቴክኖሎጂያዊን ፊናንስያዊን ካልእን ጸጋታት፡ ኣገዳሲ ተደላዪታት ልምዓት እዩ። ልዕሊ ኩሉ ግን ጸጋ ሰብ እዩ። ጸጋ-ሰብ ብዓይነት ሰብ፡ ሞያዊ ክእለትን ተሞኩሮን፡። ዓይነታዊን ሞያን ክእለትን ተሞኩሮን ግን፡ ዝዀነ ኣሃዝ ወይ ፍቕዲ ይሃልዎ፡ ኣራባሒ ረቛሒ...