መስመር መጐዓዝያ ምድሪ ኦምሓጀር – ሑመራ ብወግዒ ተኸፊቱ

ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘራኽብ መስመር መጐዓዝያ ምድሪ ኦምሓጀር – ሑመራ፡ ትማሊ 7 ጥሪ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ብወግዒ ተኸፊቱ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት ንምስታፍ፡ ትማሊ...