Tagged: መራሕቲ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልያን ሓባራዊ መግለጺ ኣውጺኦም

መራሕቲ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልያን ሓባራዊ መግለጺ ኣውጺኦም

መራሕቲ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልያን ብ9ን 10ን ሕዳር ኣብ ባህር-ዳር ኣብ ዘካየድዎ ናይ ምምኽኻር ርክብ፡ ኣብ ስሉሳዊ ዝምድናታት፡ ዞባዊ ምዕባለታትን ኣህጉራዊ ጉዳያትን ዘትዮም። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢ ኣሕመድን ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ መሓመድ...