Tagged: ሓተታ፥ ጽንብል ናጽነት – ኣብ ሓድሽ መዋእል “ዝሓለፈ ጉዕዞና፡ ዕውትን ውሑስን ዝገበሮ፡ ብቐንዱ ዘይንደል ጽንዓትና እዩ። ሕጂ’ውን ዋሕስ ዓወትናን ልምዓትናን እዚ ባህሊ’ዚ እዩ።”

ጽንብል ናጽነት – ኣብ ሓድሽ መዋእል

መበል 28 ዓመት ሃገራዊ ናጽነት፡ “ጽንዓት ብጽንዓት ንልምዓት!” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቴማ፡ ኣብ መላእ ሃገር፡ ከምኡ’ውን ኤርትራውያን ኣብ ዝርከቡሉ ሃገራት ወጻኢ፡ ከም ወትሩ፡ ብምዕሩግ ባህላዊን ስነ-ጥበባዊን መሰናድኦታት፡ ብልዑል ሃገራዊ ሓበንን ውዕዉዕ መንፈስን ይጽምበል...