ኣብ ሓደ መዓልቲ ክልተ ዓበይቲ ስራሓት ተፈጺሙ ክንብል ንኽእል ኢና። ኣማኻሪ ፕረሲደንት ኤርትራን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጒዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብረኣብ።

“ሎሚ ኣብ ሓደ መዓልቲ ክልተ ዓበይቲ ስራሓት ተፈጺሙ ክንብል ንኽእል ኢና። እቲ ቐዳማይ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝተጀመረ ናይ ምትሕብባር መደባት፡ ድሕሪ እቲ ክልቲኦም መራሕቲ ዝገበርዎ ናይ መጠረሽታ ርክብ ንዘሎ ምዕባለታት ንምግምጋም እዩ። እቲ...