Tagged: ልብኻ ኣብ ዓድኻ’ዩ ዝረግኣልካ!

ልብኻ ኣብ ዓድኻ’ዩ ዝረግኣልካ!

ካብ ሃገሮም ወጺኦም ኣብ ደገ ዝነብሩ ዜጋታት ናይ ብዙሓት ሃገራት፡ ምስ መበቆላዊ ዓዶም ውሑድ መንፈሳዊ ምትእስሳር’ዩ ዘለዎም። ኣብ ደገ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ግን፡ ኩሉ ግዜ ሃገረይ ምስ በሉ እዮም። እዚ፡ ኣብ ውሑዳት ሕብረተ-ሰባት ዝረአ ብምዃኑ...