Tagged: ሌላ ምስ ስነ-ጥንታውን ታሪኻውን ኣሰራት ደሴታት ዳህላክ

ሌላ ምስ ስነ-ጥንታውን ታሪኻውን ኣሰራት ደሴታት ዳህላክ

የውሃንስ ገብረየሱስ ደሴታት ዳህላክ፣ ኣብ ማእከላይ ክፋል ቀይሕ ባሕሪ፣ 56 ኪሜ ንሰሜናዊ ምብራቕ ካብ ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ ርሒቐን ዘለዋ እኩባት ደሴታት ኢየን። ዳህላክ ከቢር፣ ካብዘን እኩባት ደሴታት እታ ዝዓበየት ኮይና፣ 643 ትርብዒት ኪሜ ስፍሓት...