ህዝባዊ ሰሚናር ኣቶ ኣደም ዑስማን ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ

ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ቀዋሚ ሚሽን ኤርትራ ኣብ  ኣብያተ ጽሕፈታት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ካልኦት ኣብ ጀኔቫ ዝመደበሮም ኣህጉራውያን ውድባት ኣቶ ኣደም ዑስማን ብዛዕባ ዕድላት ወፍሪ ኣብ ኤርትራ ዝምልከት ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ...