Tagged: ውሽጣዊ ዓቕምና ብዝግባእ ንፈልጦ’ዶ?

ውሽጣዊ ዓቕምና ብዝግባእ ንፈልጦ’ዶ?

ውሽጣዊ ዓቕምና ብዝግባእ ንፈልጦ’ዶ?

ብ ዘርእሰናይ ዓንደብርሃን ኣብ ጥንታዊ ግሪኽ፣ ከም’ዚ ዝስዕብ እትብል ኣፈ-ታሪኽ ነይራ። ዝዮስ ሓደ እዋን ንኹሎም ኣማልኽቲ ኣኪቡ ምኽሪ ይሓትት ነበረ። “ወዲ ሰብ ኣብ መሬት ድላዩ ዘበለ ነገራት ክዓየሉ ዝኽእል ተኣምራታዊ ምስጢር ክህቦ ድላየይ ኮነ፣...