Tagged: ርግኣት፡ ፍረ ፖለቲካዊ ብቕዓት

ርግኣት፡ ፍረ ፖለቲካዊ ብቕዓት

ኣብዚ ዘለናዮ ታሪኻዊ መድረኽ፣ ዓለምና ብሓፈሻ፣ ጎዶቦና ቀርኒ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ድማ ብፍላይ፣ ብኣዝዩ ተዋሃሲ ፖለቲካዊን ጸጥታዊን ኩነታት ይሓልፍ ከምዘሎ ብቐረባን ዕለታዊን እንዕዘቦ ዘለና ጉዳይ እዩ። ኣቐድም ኣቢሉ ኣብ ሶማል ዝተኸስተ ናይ ስልጣን ባዶሽ፣...