Category: ትግርኛ

ኦባማ ኣብ ሊብያ ዓቢይ ጌጋ ከምዝፈጸመ ይእመን

ካብ ቤተ-መንግስቲ ‘ዋይት ሃውስ’ ክሰናበት ሒደት ኣዋርሕ ተሪፉዎ ዘሎ ፕረዚደንት ኣመሪካ – ባራክ ኦባማ፡ ኣብ ዘበነ ስልጣኑ፡ ኣብ ሊብያ ዝዓበየ ስትራተጂያዊ ጌጋ ከምዝፈጸመ ተኣሚኑ። ፕረዚደንት ኦባማ፡ ብሰንበት ምስ መደበር ቴለቪዥን ‘ፎክስ ኒውስ’ ኣብ ዘካየዶ...

ኣብ ልምዓት ዘሎና ርድኢት

ዮናስ ኣብርሃም ልምዓት እንታይ ማለት’ዩ? ንምንታይ’ዩ ዘመልክት? መኣስን ብኸመይንከ እዩ ዝረጋገጽ ወይ ዝትግበር? ወዘተ ዝብሉ ሕቶታት ምምላስ ኣገዳሲ እዩ። ዝበዝሕ ሰብ ልምዓት ምስ ቁጠባዊ ንጥፈታት ጥራይ ስለ ዘተኣሳስሮ፡ ኣብ’ዚ ዓውዲ’ዚ ዘለዎ ርድኢት ድሩት ክኸውን...

Advanced course on Pharmacovigilance

Asmara, 11 April 2016:- East African advanced course on Pharmacovigilance and Risk Management convened today, 11 April, at the Asmara Palace under the theme “safer drugs and vaccines to market by analyzing latest developments...

ውሳነታት መበል 12 ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ኤውሮጳ

መበል 12 ዋዕላ ምንቅስቓስ መንእሰያት ህግደፍ ኤውሮጳ፡ ካብ 24 – 28 ሚያዝያ 2016፡ ”ውሁድ መኸተ ንልምዓትን ውዱን ሽርክነትን!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ሪፓብሊክ ኢጣልያ ተቓኒዑ። ኣብ ዋዕላና ካብ ውሽጢ ኤርትራን 15 ሃገራት፡ ኣፍሪቃ፡...