Category: ስፖርት ኤርትራ

ዙር ኤርትራ 2017 1ይ መድረኽ ድባርዋ – ከረን 124.75 ኪ ሜመሮን ተሾመ ተዓዊ

ኤርትራዊ ሜሮን ተሾመ ኣባል ክለብ ባይክ ኤይድ ተዓዊትሉ ን 124.75 ኪሜ ሸፊኑ ካብ ድባርዋ ተበጊሱ ኣብ ከረን ዝተዛዘመ ፈላሚ መድረኽ ዙር ኤርትራ። ድሕሪ ሜሮን ተሾመ ንተኣኪባ ዝኣተወት ጉጅለ ኣብ ቅጽበታዊ ውድድር ምስዓሩ ፣ ክሊንት...

ሻምፕዮን ኵዕሶ እግሪ ዞባ ማእከል ሱፐር ዲቪዥን ‘ኤ’

ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዝተኻየደ ክልተ ግጥማት ኵዕሶ እግሪ ሱፐር ዲቪዥን ‘ኤ’ ዞባ ማእከል፡ ኣልታሕሪር ንኣኽርያ ሰላም 1ብ0 ክትዕወተላ እንከላ ደንደን ድማ ንሲቲ ሰንተር 2ብ0 ስዒራታ፣ፈለማ ንሜዳ ዝወረዳ ኣልታሕሪር ምስ ኣኽርያ ሰላም’የን ነይረን፣ ኣልታሕሪር ኣብ...

ሃገራዊት ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ

ሃገራዊት ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ ኣብ’ቲ ካብ 26 መጋቢት ጀሚሩ ኣብ ኡጋንዳ ዝካየድ ሻምፕዮን ጕያ መሮር ዓለም ንምስታፍ፡ ዝመጽእ 23 መጋቢት ናብ ኡጋንዳ ከተምርሕ’ያ፣ ሃገራዊት ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ ኣብዚ ዓለምለኻዊ ውድድር፡ ብምሉእ ቍጽርን ብምሉእ ጋንታን...