Category: ስፖርት ኤርትራ

ዘመንፈስን ኤሪቴልን ተዓወትቲ ዋንጫ ናጽነት ኮይኖም

[Translate] Tweet ብፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ዞባ ማእከል ዝተወደበ ዋንጫ ናጽነት 2017፡ ብሰንበት ኣብ ከባቢ ሰነማ ሮማ ምዝዛሙ ዝፍለጥ’ዩ፣ ተቐዳደምቲ ቀዳማይ ዲቪዥን 132 ኪሎሜተር እዮም ሸፊኖም፣ እቲ ዝተኻየደ ውድድር፡ ኣብ ድሮ ሻምፕዮን ኤርትራ ምስ ምዃኑ፡...

ዙር ኤርትራ 2017 : ብዓወት ኤርትራውያን ተዛዝሙ

[Translate] Tweetሎሚ ካብ ባጽዕ ናብ ኣስመራ ብዝተዘርግሐ ናይ 107ኪመ ዘመንፈስ ሰለሙን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ተዓዊቱ 2ይ ጃን ክለውደ ኡዊዘየ ሃገራዊት ጋንታ ርዋንዳ🇷🇼 3ይ ጃን ቦስኮንሰንጊማና ሃ.ጋ.ርዋንዳ 🇷🇼። ዘመንፈስ ምስ ኡ ንዝነበሩ 2 ርዋንዳያን ብሓያል ስካቶ ቆሪጹ’ዩ...

ዙር ኤርትራ 2017 3ይ መድረኽ : ሜሮን ተሾመ ካብ ክለብ ባይክ ኤይድ ተዓዊቱ

[Translate] Tweetካብ ደቀምሓረ ተበጊሱ ኣብ መንደፈራ ዝተዛዘመ 3ይ መድረኽ ዙር ኤርትራ ብ ዓወት  ሜሮን ተሾመ ካብ ክለብ ባይክ ኤይድ ተዛዚሙ ። ኣብ ቅጽበታዊ ውድድር ብሉጽ ክእለት ዘለዎ ሜሮን ንተኣኪባ ዝኣተወት ጉጅለ ስዒሩ ዩ ንዓወት በቒዑ።...

2ይ መድረኽ ዙር ኤርትራ 2017 ብዓወት ኣማኑኤል ጸጋይ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተዛዚሙ

[Translate] Tweetዙር ኤርትራ 2017 ብሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዝተዓብለለ መድረኽ! ካብ ሓጋዝ ተበጊሱ ዓቐበታት ጥንቁል- ልሓስ ን ልቢ-ትግራይ ን ወጽ’ዩ ኣብ ኣብ ኣስመራ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ዝተዛዘመ 2ይ መድረኽ ዙር ኤርትራ ፣ብዓወት ኣማኑኤል ጸጋይ ካብ ሃገራዊት ጋንታ...

ዙር ኤርትራ 2017 1ይ መድረኽ ድባርዋ – ከረን 124.75 ኪ ሜመሮን ተሾመ ተዓዊ

[Translate] Tweetኤርትራዊ ሜሮን ተሾመ ኣባል ክለብ ባይክ ኤይድ ተዓዊትሉ ን 124.75 ኪሜ ሸፊኑ ካብ ድባርዋ ተበጊሱ ኣብ ከረን ዝተዛዘመ ፈላሚ መድረኽ ዙር ኤርትራ። ድሕሪ ሜሮን ተሾመ ንተኣኪባ ዝኣተወት ጉጅለ ኣብ ቅጽበታዊ ውድድር ምስዓሩ ፣...

ሻምፕዮን ኵዕሶ እግሪ ዞባ ማእከል ሱፐር ዲቪዥን ‘ኤ’

[Translate] Tweet ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዝተኻየደ ክልተ ግጥማት ኵዕሶ እግሪ ሱፐር ዲቪዥን ‘ኤ’ ዞባ ማእከል፡ ኣልታሕሪር ንኣኽርያ ሰላም 1ብ0 ክትዕወተላ እንከላ ደንደን ድማ ንሲቲ ሰንተር 2ብ0 ስዒራታ፣ፈለማ ንሜዳ ዝወረዳ ኣልታሕሪር ምስ ኣኽርያ ሰላም’የን ነይረን፣...

ሃገራዊት ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ

[Translate] Tweet ሃገራዊት ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ ኣብ’ቲ ካብ 26 መጋቢት ጀሚሩ ኣብ ኡጋንዳ ዝካየድ ሻምፕዮን ጕያ መሮር ዓለም ንምስታፍ፡ ዝመጽእ 23 መጋቢት ናብ ኡጋንዳ ከተምርሕ’ያ፣ ሃገራዊት ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ ኣብዚ ዓለምለኻዊ ውድድር፡ ብምሉእ ቍጽርን...