Author: admin

ዘመንፈስን ኤሪቴልን ተዓወትቲ ዋንጫ ናጽነት ኮይኖም

ብፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ዞባ ማእከል ዝተወደበ ዋንጫ ናጽነት 2017፡ ብሰንበት ኣብ ከባቢ ሰነማ ሮማ ምዝዛሙ ዝፍለጥ’ዩ፣ ተቐዳደምቲ ቀዳማይ ዲቪዥን 132 ኪሎሜተር እዮም ሸፊኖም፣ እቲ ዝተኻየደ ውድድር፡ ኣብ ድሮ ሻምፕዮን ኤርትራ ምስ ምዃኑ፡ ተቐዳደምቲ ዞባ...

መግለጺ

ዞባና ወይ ጎዶቦና ተሓሪሙዎ ዘሎን ዝጸንሐን ጸጋ፡ ድሕነትን ርግኣትን’ዩ። ጠንቂታት ናይ’ቲ ነውጺ፡ ብዙሓትን ዝተሓላለኹን፡ ግዜ ዝበልዑን’ዮም። ሰበብን ኣሳበብቲን ገቲእካ፡ ዘላቒ ድሕነትን ርግኣትን ምውሓስ ከኣ፡ ዘይቀሊልን ግዜ ዝወስድን፡ ሕቡር ጻዕሪ ዝሓትትን’ዩ። ሰረተ-እምነት ፖሊሲ ዝምድናታት ወጻኢ...

“Eritreanism” – An Identity of the Disciplined

Men need discipline! Organizations need discipline! Countries need discipline! The world needs discipline! Those who want to be successful need discipline! Discipline in work! Discipline in eating! Discipline in fighting! Discipline in resistance! Discipline...

Press Statement

Security and stability have been, and continue to remain, elusive in our region or neighborhood. The causes of the spiraling upheaval are numerous, complicated and long-standing. Deterrence of the scourge and its perpetrators so...

ጥሙር ዕዮ – ንወሳኒ ዕላማ

ኣብ መንጎ ወቕቲታት ኣዝመራን ክረምቲን ዘሎ እዋን፡ መላእ ሓረስታይ ህዝብና፡ ኩሎም ኣብ ወፍሪ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ምርግጋጽ ውሕስነት መግቢን ዚነጥፉ መንግስታዊን ህዝባዊን ትካላትን ምምሕዳራትን፡ ጥሉል ክራማት እናተመነዩ፡ ኣብ ጽዑቕ ምድላዋት ዚጽመድሉ ግዜ እዩ። ከምዚፍለጥ፡...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ናብ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ባይቶ ጸጥታ መልእኽቲ ሰዲዱ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ናብ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራትን፡ ካልኦት ዝምልከቶም መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን መልእኽቲ ሰዲዱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ መልእኽቱ፡ ባይቶ ጸጥታ፡ ልዑላውነት ብዝመሰረቱ ኣህጉራዊ ሕጊ ብዘሰከሞ ሕጋዊ ውክልና፡ ድሕነትን ሰላምን ልዑላዊ...

RUSSIA DAY 2017

On June 12, 1990, the Congress of People’s Delegates of Russia adopted the Declaration on State Sovereignty that opened a new phase in the development of Russian statehood. Today Russia is a country with...