Author: admin

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ኣብ ሃርጌሳ ዑደት ኣካይዶም

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፡ ሎሚ 18 መጋቢት ኣብ ሃርጌሳ ምስ ፕረዚደንት ሙሴ ቢሂ ዓብዲ ተራኺቡ። ፕረዚደንት ሙሴ ዓብዲ፡ ንተበግሶ ኤርትራ ድሕሪ ምምጓስ፡...

4ይ መድረኽ ውድድር ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2019፡ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ – ሓንቲ ወርቂ እትርከቦ 4 ሜዳልያታት ዓቲራ

ሎሚ 18 መጋቢት ኣብ ዝቐጸለ 4ይ መድረኽ ውድድር ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2019፡ ኣብ ናይ ጽርግያ ናይ መንእሰያት ቅድድም፡ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ – ሓንቲ ወርቂ እትርከቦ 4 ሜዳልያታት ዓቲራ። ካብ መንእሰያት ደቂኣንስትዮ፡ ዳናይት ጸጋይ 1ይቲ፡ ዮርዳኖስ...

ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2019 ብናይ ምቅብባል (mixed relay) ናይ ግዜ ውድድር  ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተሸላሚት ወርቂ ሜዳልያ ኮይና

ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2019 ብናይ ምቅብባል (mixed relay) ናይ ግዜ ውድድር  ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተሸላሚት ወርቂ ሜዳልያ ኮይና 2ይ መዓልቲ ውድድር ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2019፡ ሎሚ ቀዳም 16 መጋቢት ብናይ ምቅብባል (mixed relay) ናይ ግዜ ውድድር...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣቢ ኣሕመድ ኣብ ኣስመራ ስሉሳዊ ርክብ ኣካዪዶም

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታን ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢ ኣሕመድን፡ ሎሚ 3 መጋቢት ኣብ ኣስመራ ስሉሳዊ ርክብ ኣካዪዶም። ኣብ’ቲ ኣብ ቤተ-መንግስቲ ዝተኻየደ ስሉሳዊ ዘተ፡ እቶም መራሕቲ፡ ኣብ...