Author: admin

እቲ ሕቶ፡ “ምልዓል እገዳ” ዘይኰነ፡ ብቐደሙኸ ስለምንታይ እገዳ?

እቲ ሕቶ፡ “ምልዓል እገዳ” ዘይኰነ፡ ብቐደሙኸ ስለምንታይ እገዳ? ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብዪ ኣሕመድ ዓሊ፡ ኣብ ዕለት 9 ሓምለ ምስ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ኣብ ልዕሊ...

ንብዓት ሓረግጽ ኤውሮጳዊ ሕብረት

ቀንዲ ወይ “ጐብለላት” ፖለቲካ ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ጉዳይ ፍልሰት – ባርነት 21 ዘመን – ከም ዓቢ ናይ በይኖም ‘ቢዝነስ’፡ ሓለፋ ሓልዮት ከምዘለዎም ከምስሉ፡ ቃሕ ዝበሎም ውሳነታት ከሕልፉን ነቲ ጉዳይ ብጥሩምባታቶም ከጋውሑን ሓግዮም ይጋልቡ ስለዘለዉ፡ “ነጥቢ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣዝዩ ትሑትን ምቕሉልን ሰብ ኮይኑ እየ ረኺበዮ”ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ

ዝኸበርኩም ኣንበብቲ፡ ትማሊ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራሲያዊት ሪፖብሊክ ኢትዮጵያ-ነበር፡ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን መጺኡ ዘሎ ሰላም፡ ማሕበረ- ቊጠባዊ ረብሓታቱን መጻኢ ኣመታቱን ኣመልኪቱ ምስ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ናይ ዝገበሮ ቃለ-መሕትት ቀዳማይ ክፋሉ...