Author: admin

Standing Tall For Eritrea’s Fallen Heroes

BY BEREKET KIDANE OVER the last 60 years, some 90,000 Eritrean combatants and countless civilians have been killed and murdered by successive Ethiopian regimes who wanted to erase Eritrean identity and later on Eritrean sovereignty....

ራእዪ ብዕዮ!

መንእሰያት ደረኽቲ ምዕባለ ሕብረተሰብ ተባሂሎም ክጥቀሱ ዝኽእሉ ረቛሒታት ብዙሓት እኳ እንተኾኑ፡ ርእሲ ኩሎም ግን ሰብኣዊ ጸጋ እዩ። ሃገራዊ ቻርተርና፡ “ኣብ ምህናጽ ቁጠባ እቲ ወሳኒ ሰብ እምበር ባህርያዊ ሃብቲ ወይ ርእሰማል ኣይኮነን. . . ንኤርትራ...

ዕላል ምስ ፕሮፌሰር ኣስመሮም ለገሰ

መንእሰይ • ብእዋን ቁልዕነትካ ክንጅምር ፕሮፌሰር። ኣበይን ብኸመይን ኢኻ ኣሕሊፍካዮ? ብ1931 ኣብ ኣስመራ ኣብ ሹቕ ተወሊደ፤ ኣብ ዓመተይ ናብ ገዛ ከኒሻ መጺአ፡ ኣብ ገዛ ከኒሻ ዓብየ። ዕድመይ ምሉእ ኣብ ከተማ’የ ዓብየ። ገጠር ክንድቲ ኣይፈልጦን’የ።...

ፍልጠት፡ ሞያን ተክኖሎጂን

ፍልጠትን ሞያን ኣዝዮም ኣገደስቲ ረቛሒታት ዕብየት እዮም። ምኽንያቱ ናይ ኩሉ ምዕባለታት መሰረት ፍልጠት ወዲ-ሰብ እዩ። ብኻልእ ኣዘራርባ ምንጪን ፈጣሪን ኩሉ ዓይነት ጸጋታት ሰብ እዩ። ሞያን ፍልጠትን ዝዓጠቐ ሰብ ድማ ዝያዳ ኣፍራዪ፡ ቅልጡፍን ኣድማዒን እዩ።...

ባህልን ክብርታትን

መንእሰይ ናይ ዝኾነ መድረኽ፡ ታሪኽ ከማእዝን ፍሉይ ሓላፍነት ዝተሰከመ ቀጸላ ሕብረተሰብ እዩ። መንእሰይ ወለዶ፡ ሓላፍነት ህዝብን ሃገርን ኣብ ማእገሩ ጸይሩ መድረኻዊ ተልእኾኡ ብብቕዓት ክፍጽም እንተኾይኑ ድማ፡ ንክብርታት ሕብረተሰቡ ክፈልጦ፡ ክሕበነሉን ብሶላ ናይ ህይወቱ ገይሩ...

ወኒ ርእሰ ምርኰሳ

ፖለቲካዊ ናጽነት ድርዑን ዋሕሱን ቁጠባዊ ሓርነት እዩ። ቁጠባዊ ሓርነት ድማ፡ እንትርፎ ብመትከል ርእሰ- ምርኮሳ ብኻልእ ዘይጭበጥ ጽፍሒ ናይ ናጽነት እዩ። ከምዝፍለጥ ናይ ዓብለልቲ ሓይልታት ስነ-ሓሳብን ድሌትን፡ እተን ዘይማዕበላ ሃገራት፡ ካብ መባእታዊ ቁጠባ ከይወጻ፡ ብቐጻሊ...

ስነ-ሓሳባዊ ብቕዓትን ውዳበን

ምንጪን መሰረትን ምዕባለ ሓሳብ ወይ ንቕሓት እዩ። መንእሰይ ናይ ዝኾነ ወለዶ፡ ኣብ ግዜኡ ንዘሎ ባዕላዊን ወድዓዊን ኵነታት ብልክዕ ዝግንዘብ፡ ብደረጃ ዓለም ዘሎ ዝተፈላለየ ኣምራዊ መጻወድያታት ፈንጺጉ፡ ብሓርነት ዝሓስብ ክኸውን ይግባእ። ህሉውን መጻኢን ወለዶ ዝሕበነሉን...

8ይ ሃገራዊ ፌስቲቫል መንእሰያት ብድምቀት ንምክያድ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ምድላዋት ይግበር

8ይ ሃገራዊ ፌስቲቫል መንእሰያት ኤርትራ 2018 “መንእሰይ፡ ጸዓት ዘላቒ ዕብየት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ምስ መመረቕታ መበል 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ተወሃሂዱ፡ ካብ 13-15 ሓምለ፡ ኣብ’ታ ኩለንተናዊ ብቕዓት ኣብ ምህናጽን ሃገራዊ ክብርታት ኣብ ምስግጋርን...