Daily Archive: April 17, 2016

ኦባማ ኣብ ሊብያ ዓቢይ ጌጋ ከምዝፈጸመ ይእመን

ካብ ቤተ-መንግስቲ ‘ዋይት ሃውስ’ ክሰናበት ሒደት ኣዋርሕ ተሪፉዎ ዘሎ ፕረዚደንት ኣመሪካ – ባራክ ኦባማ፡ ኣብ ዘበነ ስልጣኑ፡ ኣብ ሊብያ ዝዓበየ ስትራተጂያዊ ጌጋ ከምዝፈጸመ ተኣሚኑ። ፕረዚደንት ኦባማ፡ ብሰንበት ምስ መደበር ቴለቪዥን ‘ፎክስ ኒውስ’ ኣብ ዘካየዶ...