ግብረ-ሽበራ፡ ፖሊሲ መንግስቲ ኤርትራን ክብሪ ህዝብናን ከምዘይኮነ እቶም ሎሚ ኣብ ስልጣን ዘለዉ መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣዳዕዲዖም ዝፈልጥዎ`ዩ ይብል ኣምባሳደር ግርማ by admin · Published November 7, 2013 · Updated January 17, 2014 ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ኤኮኖሚክ ኮሚሽን ሕቡራት ሃገርትን ኣምባሳደር ኤርትራ፡ ግርማ ኣስመሮም፡ ኣብ`ቲ ንቪኦኤ ዝሃቦ ቃለ-መጠይቕ፡ ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ፖለቲካዊ ረብሓ ክደልዩ ኸለዉ፡ ንኤርትራ ምጥቃን ንልዕሊ 10 ዓመት ዝረብረብናሉ`ዩ ኢሉ። ኣተሓሒዙ፡ ኣብ ክንዲ ጓል-መንገዲ ሃሰስ ምባል፡ ካብ ብሕጊ ዝተፈርደ መሬት ኤርትራ ወጺኻ፡ ኣብ ዞባና ሰላም ንምንጋስ ምጽዓር ምሓሸ ኢሉ። Share
Destination Europe The Sahara Desert’s Forgotten Refugees June 30, 2012 by admin · Published June 30, 2012
Pictorial Report Celebration in Berne (Switzerland) Eritrean Independence June 1, 2014 by admin · Published June 1, 2014